ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስ&#462 - &#4 ኣሴሞግሉ

 

Publicat de: Bereket Oqube

Anunta-ma cand revine pe stoc!
Adresa de email nu este corecta!
Trebuie sa fiti de acord cu notificarile!

መጽሓፍ "ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን"፡ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ ጋግ ምዕባለ ብመንጽር ታሪኻዊን ፖለቲካዊን ድሕረባይትኡ ብሰፊሕ እትትንትን መጽሓፍ እያ። እዚ ናይ ምዕባለ ጋግ'ዚ ኣዝዩ ዓቢ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ግዜ ናብ ግዜ'ውን እናወሰኸ ይኸይድ ምሃለዉ ኣዝዩ ኣሰካፊ ይገብሮ። ኣታዊታት ናይተን ምዕቡላት ዝብሃላ ሃገራት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ መብዛሕትአን ድኻታት ሃገራት ግን ናብ ዝኸፍአ ድኽነትን ዘይምርግጋእን የምርሓ ኣለዋ። ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዝነበሩ ዜጋታት፡ ምስ ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ፍጹም ኣይቀራረብን እዩ። ሓደ ኣሜሪካዊ ዜጋ ካብ መዘንኡ ሜክሲካዊ ዜጋ ብሸውዓተ ዕጽፊ ይብልጽግ፡ ካብ ካልእ ተወላዲ ፔሩ ዝኾነ መዘንኡ ድማ ብዓሰርተ ዕጽፊ ይብልጽግ፡ ካብ ዜጋታት ናይተን ኣብ ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት ብዕስራ ዕጽፊ ክብልጽግ እንከሎ፡ ካብ ዜጋታት ናይተን ኣዝየን ድኻታት ዝበሃላ ከም እኒ ማሊ፡ ኢትዮጵያን ሴራልዮንን ዝኣመሰላ ሃገራት ድማ ብኣርባዓ ዕጽፊ ከምዝብልጽግ፡ እዛ ድሕሪ ናይ ዓሰርተው ሓሙሽተ ዓመታት መጽናዕቲ ዝተዳለወት መጽሓፍ ብዝርዝር ተብርሃልና።

ምንጪ ናይዚ ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዘሎ ብልጽግና ግን እንታይ እዩ፧ ጠንቂ ናይዚ ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝርአ ዘሎ ሕሰምን ድሕረትን'ከ እንታይ ክኸወን ይኽእል፧ ብብዙሕ መለክዒታት ዝመሳሰላ ሃገራት ክነሰን፡ ገሊአን ኣብ ጎደና ሰላምን ብልጽግናን ክጉዓዛ፡ እተን ካልኦት ግን ኣብ ዓንኬል ድኽነትን ዘይምርግጋእን ክነብራ ዝቕስብ ረቛሒ እንታይ እዩ፧

ደረስቲ ናይዛ መጽሓፍ ዝኾኑ፡ ሊቃውንቲ ስነ-ቁጠባ ዳሮን ኣሴሞግሉን ጄምስ ሮቢንሶንን፡ ነዚ ሕቶ ዝኸውን ንጹር መልሲ እዩ ዘለዎም። ኣብዚ ንነዊሕ ዓመታት ዘካየድዎ መጽናዕቲ ንኣሻሓት ዓመታት ንድሕሪት ተመሊሶም፡ ድሕረ ባይታ ናይ ብዙ&#

General
Anul 2022
Categoria Governmental
Editie Paperback
Editura Bereket Oqube
Pagini 548

RECENZII ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስ&#462 - &#4 ኣሴሞግሉ

Nu exista inca nicio recenzie scrisa!

Adauga o recenzie